SKIP TO MAIN CONTENT

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት ኤስ ቢ ኤስ (ሰኑይ 28 ሕዳር 2022)

Live Podcast Ibro 1.JPG

ሎሚ ሰኑይ 28 ሕዳር 2022 ምሉእ ትሕዝቶ፡ ኣብ ቪክቶርያ ዝተገብረ ናይ ግዝኣት ምርጫ ፡ ሰልፊ ለበር ናብ ስልጣን ተመሊሱ ፡ ድሕሪ እቲ ናይ ቀዳም ዝተኻየደ ምርጫ መንግስቲ ለበር ፡ ንሳልሳይ ግዜ እዩ ናብ ስልጣን ዝምለስ ዘሎ። ነዚ ዝምልከት ሓደ ጸብጻብ ክቐርብዩ። ኣብ ናይ ቃለ መሕትት መደብና፡ ምስ ገዲም ተጻዋታይ ኲዕሶ እግሪ ጎዶፋይ ደባስ ዝተገብረ ዕላል። ሉኡኽና ዝሰደልና ጸብጻ ኣሎ ኣርእስታቱ ድማ እዚ ዝስዕብዩ፥ ኣብ ትግራይ ቅትለት፣ ጭውያ፣ዓመጽን ዕንወትን ከም ዝቐጸለ ተገሊጹ። ኣብ ኤርትራ ግፋ ዜጋታት ኣይተቛረፀን ተባሂሉ። ምክትል ዋና ፀሓፊ ውሕመ ኣብ ጉባኤ ምሕዳራ መርበብ ሓበሬታ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም ኣብ ወጻኢ ብኤርትራውያን ዝተሰርሐት ፊልም ኣድናቖት ረኺባ። ኣብ ትግራይ ቅትለት፣ ጭውያ፣ዓመጽን ዕንወትን ከም ዝቐጸለ ተገሊጹ። ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ናይ ኢብራሂም ዓሊ ኣብ ሰኦኣቱ ዝቐርብ መደብ’ዩ ኣርእስታት ዜና፥ ** ሓድሽ ጸብጻብ ሃገራዊ ኣገልግሎት ስንክልና [N-D-S] b ዋሕዲ ሰራሕተኛታት ይጽገም ከም ዘሎ ኣረጋጊጹ ። ** እስላማውያን ዕጡቓት ኣብ ርእሰ ከተማ ሶማል ሞቃዲሾ ፡ ሰበ-ስልጣን መንግስቲ ኣብ ዝጥቀሙሉ ሆቴል መጥቃዕቲ ፈጺሞም ። ** ጋንታ ሶኮሩ ኣብ ልዕሊ ቱኒዝያ ብዝረኸበቶ ዓወት ከይተዛነየት ነቲ ኣብ ቅድሚኣ ዘሎ ጸወታ ዋንጫ ዓለም ተቋምት ምህላዋ ገሊጻ።

Published

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሎሚ ሰኑይ 28 ሕዳር 2022 ምሉእ ትሕዝቶ፡ ኣብ ቪክቶርያ ዝተገብረ ናይ ግዝኣት ምርጫ ፡ ሰልፊ ለበር ናብ ስልጣን ተመሊሱ ፡ ድሕሪ እቲ ናይ ቀዳም ዝተኻየደ ምርጫ መንግስቲ ለበር ፡ ንሳልሳይ ግዜ እዩ ናብ ስልጣን ዝምለስ ዘሎ። ነዚ ዝምልከት ሓደ ጸብጻብ ክቐርብዩ። ኣብ ናይ ቃለ መሕትት መደብና፡ ምስ ገዲም ተጻዋታይ ኲዕሶ እግሪ ጎዶፋይ ደባስ ዝተገብረ ዕላል። ሉኡኽና ዝሰደልና ጸብጻ ኣሎ ኣርእስታቱ ድማ እዚ ዝስዕብዩ፥ ኣብ ትግራይ ቅትለት፣ ጭውያ፣ዓመጽን ዕንወትን ከም ዝቐጸለ ተገሊጹ። ኣብ ኤርትራ ግፋ ዜጋታት ኣይተቛረፀን ተባሂሉ። ምክትል ዋና ፀሓፊ ውሕመ ኣብ ጉባኤ ምሕዳራ መርበብ ሓበሬታ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም ኣብ ወጻኢ ብኤርትራውያን ዝተሰርሐት ፊልም ኣድናቖት ረኺባ። ኣብ ትግራይ ቅትለት፣ ጭውያ፣ዓመጽን ዕንወትን ከም ዝቐጸለ ተገሊጹ። ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ናይ ኢብራሂም ዓሊ ኣብ ሰኦኣቱ ዝቐርብ መደብ’ዩ ኣርእስታት ዜና፥ ** ሓድሽ ጸብጻብ ሃገራዊ ኣገልግሎት ስንክልና [N-D-S] b ዋሕዲ ሰራሕተኛታት ይጽገም ከም ዘሎ ኣረጋጊጹ ። ** እስላማውያን ዕጡቓት ኣብ ርእሰ ከተማ ሶማል ሞቃዲሾ ፡ ሰበ-ስልጣን መንግስቲ ኣብ ዝጥቀሙሉ ሆቴል መጥቃዕቲ ፈጺሞም ። ** ጋንታ ሶኮሩ ኣብ ልዕሊ ቱኒዝያ ብዝረኸበቶ ዓወት ከይተዛነየት ነቲ ኣብ ቅድሚኣ ዘሎ ጸወታ ዋንጫ ዓለም ተቋምት ምህላዋ ገሊጻ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now