ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (30 ሰነ 2022) ፖድካስት

News

Source: Supplied

ናይ ሎሚ ሓሙስ 30 ሰነ 2022 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና ፡ ኣርእስታት ዜና፥ ** ኣውስትራሊያ ንኣብ ናይ ግዚያውን ነባርን ቪዛታት መመልከቲታት ዝርዝር ብዛዕባ ክኢላዊ ስራሕ ክትቅይሮ ጻዊዒት ቀሪቡ ። ** ኣመሪካዊ ደራፋይ R Kelly ብናይ ንግዲ ወሲብ ተኸሲሱ ን30 ዓመት ክእሰር ተፈሪድዎ ። ** ሰራዊት ሱዳን ነቲ ኣከራኻሪ ጥቓ ዶብ ኢትዮ-ሱዳን ዝርከብ ጀበል ካላ አል-ለበን ምቁጽጻሩ ኣፍሊጡ። ልኡኽና ካብ ዝስደደልና ኣርእስታት ጸብጻባት። ኮሚሽነር ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ መንጎ ሱዳንን ኢትዮጵያን ዘሎ ወጥሪ ሃዲኡ ብልዝብ ክፍታሕ ጸዊዖም። መሪሕነት ኤርትራ ኣብ ትግራይ ንዝፈጸሞ ገበናት ተሓታቲ'ዩ ክብል ናይ ትግራይ ጀነራል ታደሰ ወረደ ተዛሪቡ። ሚኒስትሪ ሕርሻ ኤርትራ፡ ኣብ ዝበዝሕ ክፋል ናይታ ሃገር ጽቡቕ ዝናብ ጀሚሩ ከምዘሎ ሓቢሩ። ኣብ ቃለ መሕትት መደብና፥ ዝርርብ ምስ መምህር ጀማል እኩድ፡ ኣብ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ “ናብ ሃገር እንቋዕ ደሓን መጻእኩም" እንታይ እዩ፧ ዝብል ኣርእስቲ ዝሓዘ እዩ።



Share
Follow SBS Tigrinya

Download our apps
SBS Audio
SBS On Demand

Listen to our podcasts
Independent news and stories connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians.
Ease into the English language and Australian culture. We make learning English convenient, fun and practical.
Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS
SBS World News

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service