SKIP TO MAIN CONTENT

ቀጥታ ምሉእ መደባት ትግርኛ (31SBS መጋቢት 2022)

SBS Tigrinya News
Source: Getty Images

ካብ ኣርእስታት ዜና፥ ** ብ ማእከላይ ባንክ ሩሲያ ዝቐረበ ብክልተኣዊ ክፍሊት ዝግበር ስርዓተ ዕድጊን መሸጣን መንግስቲ ህንዲ ኣብ ግምት ከምዘእትዎ ኣፍሊጡ። ** ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኒው ሳውዝ ዌልስ ዕልቕልቕ ማይ ብቐጻሊ የስፋሕፍሕ ኣሎ... ** ኣብ el Clasico ዝተኻየደ ናይ ደቂ ኣንስትዮ ጸወታ ኩዕሶ እግሪ ናይ ዓለም ዝበዝሐ ህዝቢ ዝተዓዘቦ ጸወታ ተባሂሉ ተመዝጊቡ።. ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ኣቶ ቢንያም በርሀ ፈጻሚ ጉዳያት ኢምባሲ ኤርትራ ኣብ ኢትዮጲያ ኮይኑ። ኣብዚ ሰሙን ኣብ 7 ክልላት ኢትዮጵያ ዝደገሰ ዓሌታዊ ጎንጺ ህይወት ብዙሓት ሰባት ቀዚፉ። ባንኪ ዓለምን ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን: ጁቡቲ ካብ ኢትዮጵያ ንእትወስዶ ሓይሊ ኤለክትሪክ ገንዘብ ክኸፍሉ ከም ዝተስማምዑ ተገሊጹ። ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ዘሰክፍ ኩነታት ዝነበሩ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ዝምለሱሉ መስርሕ ተጀሚሩ። ኣብ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ፥** “ምርጫ ኣውስትራልያ ኣብ ዝተቓረበሉ ክትመርጹ ተዳሊኹም'ዶ፧ ብኸመይ ከ ትምዝገቡ፧”” ዝብል ኣርእስቲ ዝሓዘዩ ክከውን።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now