SKIP TO MAIN CONTENT

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ፖድካስት (31 ጥቅምቲ 2022)

Live Podcast Ibro 1.JPG

ናይ ሎሚ ሰኑይ 31 ጥቅምቲ 2022 ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ፡ ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻባት ፡ ኣብ ልዕሊ 5 ግንባራት ደማዊ ውግእ ከም ዝቐጸለ ማእከላይ ኮማንድ ሰራዊት ትግራይ ገሊጹ። ብዘይካዚ ብዛዕባ ክብሪ ዋጋ ዝምልከት ሓደ ትሕዝቶን ቃለ መሕትት ከም ኡውን ሰሙናዊ መደብ ስፖርትን ክቐርብ እዩ። ካብ ኣርእስታት ዜና፥ ** ካብ ሶርያ ናብ ምስ ጉጅለ እስላማዊ ሃገር ዝቃለሱ ዝነበሩ ርክብ ዘለወን ደቂ-ኣንስትዮን ህጻናትን ናብ ሃገሮም ኣውስትራሊያ ምምላሶም ንሕብረተሰብ ዘተሓሳስብ ምዃኑ ተገሊጹ። ** ሩስያ ኣብ ጸሊም ባሕሪ ዝስደድ እኽሊ ዝተገብረ ስምምዕ ክትስሕብ ድሕሪ ምውሳና ፡ ኣማእታት መራኽብ ኣብቲ ባሕሪ ተዓጊተን እየን ።

Published

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ናይ ሎሚ ሰኑይ 31 ጥቅምቲ 2022 ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ፡ ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻባት ፡ ኣብ ልዕሊ 5 ግንባራት ደማዊ ውግእ ከም ዝቐጸለ ማእከላይ ኮማንድ ሰራዊት ትግራይ ገሊጹ። ብዘይካዚ ብዛዕባ ክብሪ ዋጋ ዝምልከት ሓደ ትሕዝቶን ቃለ መሕትት ከም ኡውን ሰሙናዊ መደብ ስፖርትን ክቐርብ እዩ። ካብ ኣርእስታት ዜና፥ ** ካብ ሶርያ ናብ ምስ ጉጅለ እስላማዊ ሃገር ዝቃለሱ ዝነበሩ ርክብ ዘለወን ደቂ-ኣንስትዮን ህጻናትን ናብ ሃገሮም ኣውስትራሊያ ምምላሶም ንሕብረተሰብ ዘተሓሳስብ ምዃኑ ተገሊጹ። ** ሩስያ ኣብ ጸሊም ባሕሪ ዝስደድ እኽሊ ዝተገብረ ስምምዕ ክትስሕብ ድሕሪ ምውሳና ፡ ኣማእታት መራኽብ ኣብቲ ባሕሪ ተዓጊተን እየን ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now