SKIP TO MAIN CONTENT

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (10 ጥቅምቲ 2024)

on the studio with beye.jpg

ንሎሚ ሓሙስ 10 ጥቅምቲ 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ምስ ኣቦ ወምበር 'ግዝያዊ መሪሕነት ሰልፊ ሕዳሴ ኤርትራ ኢንጂኔር እድሪስ ኑር ዝተገብረ ቃለ መጠይቕ። ካል ኣይን ናይ መወዳእታን ክቐርብ እዩ። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ። ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣፈላላይ ውድብ ህወሓት ብዘተ ዝፍተሐሉ መንገዲ ዕፁው ከምዘይኮነ ገሊጹ። ኣብ ጎንደር መዓስከር ኣለምዋጭ ብመጥቃዕቲ ሰለስተ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ቆሲሎም። ፕረዚደንት ሶማልያ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ኣስመራ ኣትዩ። ዝብሉን ካልእ ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ኣለና። ብደቀባት ተመሪሑ ዝካየድ ቱሪዝም ዘይሃስስ ተዘክሮ ታሪኽ፣ ስነጥበብ፣ ምዝንጋዕ፣ ጥዕናን መቐረትን ዘለዎ እዩ ዝብል ኣርእስቲ ዝሓዘ ሰሙናዊ መደብ ንባር ኣብ ኣውስትራሊያን ካልእን ቀሪብና ኣለና። ኣርእስታት ዜና፥ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነሰ ኣብ ላኦስ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ቻይና ሊ ኪያንግ ኣብ ላኦስ ተራኺቡ ብዛዕባ ቻይና ኣብ ሰደድ ኣውስትራሊያ ዝገበረቶ እገዳ ክዝቲ እዩ። ኣብ ፍሎሪዳ ህቦብላ ሚልተን እናበርትዐ ኣብዝኸደሉ ብ ኣማኢት ኣሻሓት ተፈናቒሎም። ሰነተር ፋጢማ ፓይማን ካብ ሰልፊ ለበር ድሕሪ ምውጻኣ ኣርባዕተ ወርሒ ጸኒሓ ድምጺ ኣውስትራሊያ ወይ Australia's Voice ዝብል ሓድሽ ፖለቲካዊ ሰልፊ መስሪታ።

Published

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ንሎሚ ሓሙስ 10 ጥቅምቲ 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ምስ ኣቦ ወምበር 'ግዝያዊ መሪሕነት ሰልፊ ሕዳሴ ኤርትራ ኢንጂኔር እድሪስ ኑር ዝተገብረ ቃለ መጠይቕ። ካል ኣይን ናይ መወዳእታን ክቐርብ እዩ። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ። ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣፈላላይ ውድብ ህወሓት ብዘተ ዝፍተሐሉ መንገዲ ዕፁው ከምዘይኮነ ገሊጹ። ኣብ ጎንደር መዓስከር ኣለምዋጭ ብመጥቃዕቲ ሰለስተ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ቆሲሎም። ፕረዚደንት ሶማልያ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ኣስመራ ኣትዩ። ዝብሉን ካልእ ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ኣለና። ብደቀባት ተመሪሑ ዝካየድ ቱሪዝም ዘይሃስስ ተዘክሮ ታሪኽ፣ ስነጥበብ፣ ምዝንጋዕ፣ ጥዕናን መቐረትን ዘለዎ እዩ ዝብል ኣርእስቲ ዝሓዘ ሰሙናዊ መደብ ንባር ኣብ ኣውስትራሊያን ካልእን ቀሪብና ኣለና። ኣርእስታት ዜና፥ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነሰ ኣብ ላኦስ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ቻይና ሊ ኪያንግ ኣብ ላኦስ ተራኺቡ ብዛዕባ ቻይና ኣብ ሰደድ ኣውስትራሊያ ዝገበረቶ እገዳ ክዝቲ እዩ። ኣብ ፍሎሪዳ ህቦብላ ሚልተን እናበርትዐ ኣብዝኸደሉ ብ ኣማኢት ኣሻሓት ተፈናቒሎም። ሰነተር ፋጢማ ፓይማን ካብ ሰልፊ ለበር ድሕሪ ምውጻኣ ኣርባዕተ ወርሒ ጸኒሓ ድምጺ ኣውስትራሊያ ወይ Australia's Voice ዝብል ሓድሽ ፖለቲካዊ ሰልፊ መስሪታ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now