SKIP TO MAIN CONTENT

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (17 ሓምለ 2023)

Live Podcast Ibro 1.JPG

ናይ ሎሚ ሰኑይ 17 ሓምለ 2023 ምሉእ ትሕዝቶ፡ ኣብ ኣውስትራልያ ን ኣብ ኒው ዚላንድ ዝግበር ዋንጫ ዓለም ደቂ ኣንስትዮ መዓልታት ጥራይ ተሪፍዎ ኣሎ ። ኣብ ታሪኽ 32 ዓመት ናይቲ ውድድር እዚ ኣብዚ ዓመት ዝግበር እቲ ዝዓበየ እዩ ። ጸብጻብ: ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ 9 ጳጳሳት ሸይማ። መንበረ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ትግራይ 10 ኤጲስ-ቆጶሳት ከም ዝመረፀ ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ በስገዳድ ምስዋር፣ ጭካነን ኢ-ሰብኣዊ ተግባራትን ከምዝወሰኸ ተገሊፁ ኣዛዚ ፖሊስ ከተማ ደብረብርሃን ብዘይተፈለጡ ሰባት ተቐቲሉ። ኣባላት መበል 35 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ቃለ-ማሕላ ብምፍጻም ተመሪቘም። ኮርፖሬሽን ባቡር ኢትዮጵያን ብቱርኳዊ ኲባንያ ያፒ መርከዚን ተኸሲሱ። ንቀዳመሰንበት ተሓሲቡ ዝነበረ ፌስቲቫል ኤርትራውያን ኣብ ብሪጣንያ ምስራዙ ደገፍን ተቓውሞን ገጢሙዎ። ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ናይ ኢብራሂም ዓሊ ካልእ ዘዛንዩ ትሕዝቶን ቀሪብና ኣለና ኣርእስታት ዜና፥ ** ሩስያ እኹል ናይ ክላስተር ቦምብ ከዚና ከምዘላን ኣድላዪ ኣብ ዝኾነሉ ከምትጥቀመሉ ፕረዚደንት ቭላድሚር ፑቲን ኣጠንቂቑ። ** ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ሄኖክ ምሉእብርሃን ሻምፒዮን ዙር ቺንካይ ለይክ ኮይኑ ** ደገፍ ህዝቢ ንፌደራላዊ ሰልፊ ለበር ኣብ ዝተሓተ ደረጃኡ ከም ዝርከብ ተፈሊጡ፡

Published

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ናይ ሎሚ ሰኑይ 17 ሓምለ 2023 ምሉእ ትሕዝቶ፡ ኣብ ኣውስትራልያ ን ኣብ ኒው ዚላንድ ዝግበር ዋንጫ ዓለም ደቂ ኣንስትዮ መዓልታት ጥራይ ተሪፍዎ ኣሎ ። ኣብ ታሪኽ 32 ዓመት ናይቲ ውድድር እዚ ኣብዚ ዓመት ዝግበር እቲ ዝዓበየ እዩ ። ጸብጻብ: ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ 9 ጳጳሳት ሸይማ። መንበረ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ትግራይ 10 ኤጲስ-ቆጶሳት ከም ዝመረፀ ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ በስገዳድ ምስዋር፣ ጭካነን ኢ-ሰብኣዊ ተግባራትን ከምዝወሰኸ ተገሊፁ ኣዛዚ ፖሊስ ከተማ ደብረብርሃን ብዘይተፈለጡ ሰባት ተቐቲሉ። ኣባላት መበል 35 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ቃለ-ማሕላ ብምፍጻም ተመሪቘም። ኮርፖሬሽን ባቡር ኢትዮጵያን ብቱርኳዊ ኲባንያ ያፒ መርከዚን ተኸሲሱ። ንቀዳመሰንበት ተሓሲቡ ዝነበረ ፌስቲቫል ኤርትራውያን ኣብ ብሪጣንያ ምስራዙ ደገፍን ተቓውሞን ገጢሙዎ። ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ናይ ኢብራሂም ዓሊ ካልእ ዘዛንዩ ትሕዝቶን ቀሪብና ኣለና ኣርእስታት ዜና፥ ** ሩስያ እኹል ናይ ክላስተር ቦምብ ከዚና ከምዘላን ኣድላዪ ኣብ ዝኾነሉ ከምትጥቀመሉ ፕረዚደንት ቭላድሚር ፑቲን ኣጠንቂቑ። ** ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ሄኖክ ምሉእብርሃን ሻምፒዮን ዙር ቺንካይ ለይክ ኮይኑ ** ደገፍ ህዝቢ ንፌደራላዊ ሰልፊ ለበር ኣብ ዝተሓተ ደረጃኡ ከም ዝርከብ ተፈሊጡ፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now