Source: Getty Images/Ariel Skelleyናብ ሓድሽ ሃገር ምስ መጻእኩም፡ ብዙሕ’ዩ እቲ ከተወሃህድዎን ክትመሃርዎን ዘለኩም። ኣብ ኣውስትራልያ ንዓመታት’ውን ዝጸናሕኩም እንተኾንኩም፡ ምሉእ ብምሉእ ዘይትርድእዎም ኩነታት ምናልባት ደጊሞም ከጋጥምኹም’ዮም። ነገራት ቁሩብ ቅልል ክብለሎም ብምባል እምበኣር ብዙሓት ሓደስቲ መጻእቲ ናብ’ዚ ጥቓ ማሕበረሰቦም ዝነብርሉ ቦታ ክነብሩ እንተወሰኑ ዘገርም ኣይኮነን። ግን ጥቓ ማሕበረሰብኩም ምንባር ኩሉ ግዜ እቲ ዝበለጸ ኣማራጺ ድዩ ንዓኹም?
ናብ ሓድሽ ሃገር ምስ መጻእኩም፡ ብዙሕ’ዩ እቲ ከተወሃህድዎን ክትመሃርዎን ዘለኩም። ኣብ ኣውስትራልያ ንዓመታት’ውን ዝጸናሕኩም እንተኾንኩም፡ ምሉእ ብምሉእ ዘይትርድእዎም ኩነታት ምናልባት ደጊሞም ከጋጥምኹም’ዮም። ነገራት ቁሩብ ቅልል ክብለሎም ብምባል እምበኣር ብዙሓት ሓደስቲ መጻእቲ ናብ’ዚ ጥቓ ማሕበረሰቦም ዝነብርሉ ቦታ ክነብሩ እንተወሰኑ ዘገርም ኣይኮነን። ግን ጥቓ ማሕበረሰብኩም ምንባር ኩሉ ግዜ እቲ ዝበለጸ ኣማራጺ ድዩ ንዓኹም?