SKIP TO MAIN CONTENT

ናይ ነዊሕ እዋን ሳዕቤን ሕማም ኮቪድ ኣብ ኣእምሮ ይኽሰት ኣሎ።

LONG COVID
EMBARGOED TO 2330 THURSDAY JUNE 16 File photo dated 19/01/22 of a woman wearing a face mask crossing Waterloo Bridge, London. Source: PA Wire

ሕማም ኮቪድ ኣብ ሓንጎል ዘሕድሮ ናይ ነዊሕ እዋን ጽልዋ ብዝምልከት ዝተገብረ ሓድሽ መጽናዕቲ ከም ዝሕብሮ ፡ ኣብቶም ኮቪድ ሒዝዎም ዝነበረ ናይ ምዝካር ዓቕሚ የጉድል ከምኡ 'ውን ልክዕ ኸምቶም ብሕማቕ ኩነታት ዝሓለፉ ኣብ ኣእምሮ ዝፍጠር ስምብራትን ናይ ሓንጎል መጉዳእትን ወቕዕን ዘለዎም ሰባት ዝርአ ናይ ምትኳር ጸገም የጋጥሞም ። እቲ ኣብ ኣውስትራልያ እተገብረ መጽናዕቲ ፡ ሕክምና ዘቀላጥፍ ምልክት ጸገም ኣእምሮ ከም ዘሎ እውን ሓቢሩ እዩ ። እዚ ጸብጻብ ነዚ ክርእይ እዩ...

Published

By Phillippa Carisbrooke

Presented by Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሕማም ኮቪድ ኣብ ሓንጎል ዘሕድሮ ናይ ነዊሕ እዋን ጽልዋ ብዝምልከት ዝተገብረ ሓድሽ መጽናዕቲ ከም ዝሕብሮ ፡ ኣብቶም ኮቪድ ሒዝዎም ዝነበረ ናይ ምዝካር ዓቕሚ የጉድል ከምኡ 'ውን ልክዕ ኸምቶም ብሕማቕ ኩነታት ዝሓለፉ ኣብ ኣእምሮ ዝፍጠር ስምብራትን ናይ ሓንጎል መጉዳእትን ወቕዕን ዘለዎም ሰባት ዝርአ ናይ ምትኳር ጸገም የጋጥሞም ። እቲ ኣብ ኣውስትራልያ እተገብረ መጽናዕቲ ፡ ሕክምና ዘቀላጥፍ ምልክት ጸገም ኣእምሮ ከም ዘሎ እውን ሓቢሩ እዩ ። እዚ ጸብጻብ ነዚ ክርእይ እዩ...

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now