SKIP TO MAIN CONTENT

ካብቲ ዝኸፍአ ቀታሊ፡ ሳንቡእ ካንሰር ንምድሓን ዝውሰድ ስጉምቲ

x-ray of a lunge Cancer XXL
Source: E+

ናይ ሳንቡእ ካንሰር መርመራ ኣዚዩ ክቡርን ንሓንሳብ ድማ ዉሑስ ኣይኮነን ካብ ዝበሃል ነዊሕ ኮይኑ ኣሎ። ሎሚ እዚ ሕማም ሓደ ካብቶም ቀተልቲ ሕማማት ተባሂሎም ኣፍልጦ ስለዝተዋህቦ ነዚ ሕማም ኣቐዲምካ መርመራ ጌርካ ብምልላይ ህይወት ዝድሕነሉ ኩነታት ዳግመ ግምት ተዋሂብዎ ኣሎ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ናይ ሳንቡእ ካንሰር መርመራ ኣዚዩ ክቡርን ንሓንሳብ ድማ ዉሑስ ኣይኮነን ካብ ዝበሃል ነዊሕ ኮይኑ ኣሎ። ሎሚ እዚ ሕማም ሓደ ካብቶም ቀተልቲ ሕማማት ተባሂሎም ኣፍልጦ ስለዝተዋህቦ ነዚ ሕማም ኣቐዲምካ መርመራ ጌርካ ብምልላይ ህይወት ዝድሕነሉ ኩነታት ዳግመ ግምት ተዋሂብዎ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now