SKIP TO MAIN CONTENT

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (29 ነሓሰ 2022)

Live Podcast Ibro 1.JPG
Source: Getty

ናይ ሰኑይ 29 ነሓሰ 2022 ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ፥ ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ ኣርእስታት፥ ሚንስትር ጉዳይ ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ቀንዲ ጠንቅታት ጸገም ኣፍሪቃ ኣፍሪቃውያን እዮም ኢሉ። ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማታት ወልድያን ደባርቕን ሰዓት እቶ እቶ ተኣዊጁ። ምስ ናይ ኣእምሮ ጥዕና ኪኢላ ዶ/ር ሰላም ኪዳነ፡ ዝገበርናዮ ዕላል ካልኣይን ናይ መወዳእታን ትሕዝቶ ቀሪቡ ኣሎ። ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ናይ ኢብራሂም ዓሊ ካልእ ትሕዝቶን ቀሪቡ ኣሎ። ኣርእስታት ዜና፥ ** ኣብ ቪክቶሪያ፡ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ነርስን መሕረስቲን ክኾኑ ዝመሃሩ ብነጻ ክመሃሩ እዮም። ** ናይ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ኣብ ኣውስትራሊያ መንግስቲ ወተሃደራዊ መሳለጥያታት ጥራይ የጥቅዕ ከምዘሎ ንSBS ዜና ሓቢሩ

Published

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ናይ ሰኑይ 29 ነሓሰ 2022 ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ፥ ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ ኣርእስታት፥ ሚንስትር ጉዳይ ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ቀንዲ ጠንቅታት ጸገም ኣፍሪቃ ኣፍሪቃውያን እዮም ኢሉ። ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማታት ወልድያን ደባርቕን ሰዓት እቶ እቶ ተኣዊጁ። ምስ ናይ ኣእምሮ ጥዕና ኪኢላ ዶ/ር ሰላም ኪዳነ፡ ዝገበርናዮ ዕላል ካልኣይን ናይ መወዳእታን ትሕዝቶ ቀሪቡ ኣሎ። ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ናይ ኢብራሂም ዓሊ ካልእ ትሕዝቶን ቀሪቡ ኣሎ። ኣርእስታት ዜና፥ ** ኣብ ቪክቶሪያ፡ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ነርስን መሕረስቲን ክኾኑ ዝመሃሩ ብነጻ ክመሃሩ እዮም። ** ናይ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ኣብ ኣውስትራሊያ መንግስቲ ወተሃደራዊ መሳለጥያታት ጥራይ የጥቅዕ ከምዘሎ ንSBS ዜና ሓቢሩ

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now