SKIP TO MAIN CONTENT

"ኣነ HIV ክልከፍ እንከለኹ ብዙሓት ንጸዓዱ ጥራይ'ዩ ዝሕዝ ይብሉ ኔሮም፡ ሕጂ'ውን ንኮቪድ-19 ከምኡ ዝብሉ ኣለው"

African Americans vulnerable to Coronavirus
Source: AFP/Theweek

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (13/04/20) * ገዲም ኣሜሪካዊ ተጸዋታይ ኩ’ሰኪዐት ኣሜሪካ ኤንቢኤ ማጂክ ጆንሰን ጸለምቲ ኣሜሪካውያን ማዕረ ቀረብ መርመራ ንኮሮናቫይረስን ክንክን ጥዕናን ክረኽቡ ጸዊዑ * ጋንታ ቅድድም ብሽግለታ ኒፖ ደልኮ ዋን ፕሮቨንስ ዋና ኣካያዲ ዝዓበየ መዋሊኣ ዝኾነ ደልኮ ግሩፕ ኣካያዲ ከምዝገበረቶ ኣፍሊጣ፡ * ኮንፈደረሽን ኩ’እግሪ ኣፍሪቃ ወይ ካፍ ነዚ ስፖርት ተወንዚፍሉ ግዜ ንምኽፋል ደሞዝ ደያኑ ኩ’እግሪ ይጥቀመሉ ከምዘሎ ኣፍሊጡ፡ * ጋንታ ባርሴሎና ዝሓለፈ ዓርቢ ሽዱሽተ ካብ ኣካየድታ ካብ መዝነቶም ድሕሪ ምውራዶም ኣብ ቅልውላው ኣትያ፡

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (13/04/20) * ገዲም ኣሜሪካዊ ተጸዋታይ ኩ’ሰኪዐት ኣሜሪካ ኤንቢኤ ማጂክ ጆንሰን ጸለምቲ ኣሜሪካውያን ማዕረ ቀረብ መርመራ ንኮሮናቫይረስን ክንክን ጥዕናን ክረኽቡ ጸዊዑ * ጋንታ ቅድድም ብሽግለታ ኒፖ ደልኮ ዋን ፕሮቨንስ ዋና ኣካያዲ ዝዓበየ መዋሊኣ ዝኾነ ደልኮ ግሩፕ ኣካያዲ ከምዝገበረቶ ኣፍሊጣ፡ * ኮንፈደረሽን ኩ’እግሪ ኣፍሪቃ ወይ ካፍ ነዚ ስፖርት ተወንዚፍሉ ግዜ ንምኽፋል ደሞዝ ደያኑ ኩ’እግሪ ይጥቀመሉ ከምዘሎ ኣፍሊጡ፡ * ጋንታ ባርሴሎና ዝሓለፈ ዓርቢ ሽዱሽተ ካብ ኣካየድታ ካብ መዝነቶም ድሕሪ ምውራዶም ኣብ ቅልውላው ኣትያ፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now