SKIP TO MAIN CONTENT

“ማሕበረ ቁጠባ ኤርትራዊያን ነበርቲ ኲንስላንድ ይመሓየሽ ኣሎ::” ኣቦ-ወንበር ግርማይ ገብረህይወት

QLD Eritreans
Eritrean comunity in QLD Source: Eritrean comunity in QLD

ኣብ ኲንስላንድ ዝርከቡ ኣባላት ማሕበረሰብ ኤርትራዊያን፣ ኣብ ሓዘንን ሓጎስን ብሓባር ዝካፈሉ፡ ብሃይማኖትን ፖለቲካዊ ኣረኣእያን ዘይገማምዑ ምዃኖም ይፍለጡ። እዚ ሕብረት ምስ ምብዛሕ ኤርትራዊያን ተቐመጥቲ እቲ ክፍለ ግዝኣት ተቐይሩ ድዩ? ክንዮ ምድላው ፌስቲቫል ንኣባላት እቲ ማሕበረሰብ ዝጠቅም ንጥፈታት በቲ ማሕበር እንታይ ተገይሩ? ዝብሉን ካልእን ሕቶታት ብምኽንያት ዓመታዊ ፌስቲቫል ማሕበረሰብ ኤርትራዊያን ኣብ ኲንስላንድ ንኣቦ ወንበር እቲ ማሕበር ንኣቶ ግርማይ ገብረህይወት ሓቲትናዮ ዝሃበና መልሲ ድማ እንሆ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ኲንስላንድ ዝርከቡ ኣባላት ማሕበረሰብ ኤርትራዊያን፣ ኣብ ሓዘንን ሓጎስን ብሓባር ዝካፈሉ፡ ብሃይማኖትን ፖለቲካዊ ኣረኣእያን ዘይገማምዑ ምዃኖም ይፍለጡ። እዚ ሕብረት ምስ ምብዛሕ ኤርትራዊያን ተቐመጥቲ እቲ ክፍለ ግዝኣት ተቐይሩ ድዩ? ክንዮ ምድላው ፌስቲቫል ንኣባላት እቲ ማሕበረሰብ ዝጠቅም ንጥፈታት በቲ ማሕበር እንታይ ተገይሩ? ዝብሉን ካልእን ሕቶታት ብምኽንያት ዓመታዊ ፌስቲቫል ማሕበረሰብ ኤርትራዊያን ኣብ ኲንስላንድ ንኣቦ ወንበር እቲ ማሕበር ንኣቶ ግርማይ ገብረህይወት ሓቲትናዮ ዝሃበና መልሲ ድማ እንሆ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now