Interview 2017 Summary Source: SBS Tigrinyaዓመተ 2017 ወዲእና ናብ ዓመተ 2018 ኣብ ንሰጋገረሉ ዘለና ሰሙን ኢና ዘለና። ሎሚ ዓመት’ውን ከምቲ ዝሓለፉ ዓመታት ሬዲዮ ኤስ.ቢ.ኤስ. ትግሪኛ፡ ሓያሎ ምሁራት፡ ፖለቲከኛታት፡ ተጣበቕቲ መሰላት፡ ሞያዊያን፡ ስነጥበበኛታትን መራሕቲ ምሕበረሰባትን በብእዋኑ እናዓደመ ንሰማዕቲ ይጠቕሙ እዮም ዝበሎም ቃለ መሕትታት ኣግቢሩ እዩ። ንሎሚ ቀዳማይ ክፋል ገለ ካብቲ ምስ ደቂ ተባዕትዮ ዕዱማት ዝተገብረ ቃለ መጠይቓት ንመዘኻኸሪ ቀቀንጪብና መሊስና ናባኹም ከነብሎ ኢና። ምሉእ ትሕዝቶ ናይቲ ቃለ መሕትት ክትሰምዕዎ ምስ እትደሊዩ ግና ኣብ www.sbs.com.au/yourlanguage/tigrinya/news-features?language=ti ብምእታው ደጊምኩም እናመረጽኩም ክትሰም ዕዎም ትኽእሉ ኢኹም።
ዓመተ 2017 ወዲእና ናብ ዓመተ 2018 ኣብ ንሰጋገረሉ ዘለና ሰሙን ኢና ዘለና። ሎሚ ዓመት’ውን ከምቲ ዝሓለፉ ዓመታት ሬዲዮ ኤስ.ቢ.ኤስ. ትግሪኛ፡ ሓያሎ ምሁራት፡ ፖለቲከኛታት፡ ተጣበቕቲ መሰላት፡ ሞያዊያን፡ ስነጥበበኛታትን መራሕቲ ምሕበረሰባትን በብእዋኑ እናዓደመ ንሰማዕቲ ይጠቕሙ እዮም ዝበሎም ቃለ መሕትታት ኣግቢሩ እዩ። ንሎሚ ቀዳማይ ክፋል ገለ ካብቲ ምስ ደቂ ተባዕትዮ ዕዱማት ዝተገብረ ቃለ መጠይቓት ንመዘኻኸሪ ቀቀንጪብና መሊስና ናባኹም ከነብሎ ኢና። ምሉእ ትሕዝቶ ናይቲ ቃለ መሕትት ክትሰምዕዎ ምስ እትደሊዩ ግና ኣብ www.sbs.com.au/yourlanguage/tigrinya/news-features?language=ti ብምእታው ደጊምኩም እናመረጽኩም ክትሰም ዕዎም ትኽእሉ ኢኹም።