“ኣብ ሰናዱቕ ናይ ጥይት ኣእቲና ንቐብሮ ዝነበርና ገሊኡ ሰነዳት ስውኣት ፍልሖ በሊዕዎ ጠፊኡ እዩ።” መስፍን መንግስቱ

Mesfin Mengstu Source: Supplied
ኣብ ኤርትራ 20 ሰነ በብዓመቱ፡ ንሃገሮም ክብሉ ዝተሰዉኡ ዝዝከሩላ መዓልቲ እያ። በዚ ምኽንያት፡ ብፍላይ ኣብ ስነዳ ስዉኣት ዝነጥፍ ነበር ተጋዳላይ መስፍን መንግስቱ ዝተገብረ ቀዳማይ ክፋል ቃለ መሕትት።
Share
Mesfin Mengstu Source: Supplied
SBS World News