Source: Getty Imagesሰሙናዊ መደብ ስፖርት (01/03/2021) * ኣብ ዓመታዊ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኢትዮጵያዊ ጽጋቡ ግርማይ ዝድነቕ ውጽኢት ኣመዝጊቡ፡ * ዝለዓለ ዳኛ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ በኣምላክ ተሰማ ዝመጽእ ወርሒ ኣብ መንጎ ጋናን ደቡብ ኣፍሪቃን ዝካየድ መጻረዪ ግጥም ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ክዳኒ ተሰይሙ፡ * ኤርትራ ዝመበቆሉ ኣሜሪካዊ ጋዜጠኛ ስፖርት መርበብ ሓበሬታ ብሊቸር ሪፖርት ማስተር ተስፋጽዮን ዘይሕለል ጻዕርን ሓያል ውሽጣዊ ድሌትን ናብ ዓወት ከምዘብጽሕ ዘመስከረ ኣብነታዊ ሰብ ተባሂሉ ተገሊጹ
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (01/03/2021) * ኣብ ዓመታዊ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኢትዮጵያዊ ጽጋቡ ግርማይ ዝድነቕ ውጽኢት ኣመዝጊቡ፡ * ዝለዓለ ዳኛ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ በኣምላክ ተሰማ ዝመጽእ ወርሒ ኣብ መንጎ ጋናን ደቡብ ኣፍሪቃን ዝካየድ መጻረዪ ግጥም ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ክዳኒ ተሰይሙ፡ * ኤርትራ ዝመበቆሉ ኣሜሪካዊ ጋዜጠኛ ስፖርት መርበብ ሓበሬታ ብሊቸር ሪፖርት ማስተር ተስፋጽዮን ዘይሕለል ጻዕርን ሓያል ውሽጣዊ ድሌትን ናብ ዓወት ከምዘብጽሕ ዘመስከረ ኣብነታዊ ሰብ ተባሂሉ ተገሊጹ