SKIP TO MAIN CONTENT

ባሕቲ ግንቦት፡ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ተባዒሉ

May Day
Source: AAP (SBS)

ባሕቲ ግንቦት - ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት፡ ኣብ መላእ ዓለም ተኸቢሩ ዊዒሉ። ኣብ ኤርትራ ኣብ ከተማ ኣስመራ - ቀጽሪ ፋብሪካ ኮካ-ኮላ፡ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን መንግስት ከምኡ’ውን ኣብ ኤርትራ ዝመደበሮም ዲፕሎማሰኛታትን ወከልቲ ሰራሕተኛታትን ኣብ ዝተረኽቡሉ ስነ- ስርዓት፡ “ሓያል ውዳቤ ንኣድማዒ ማሕበር” ብዝብል ቴማ ብልዑል ማዕርግ ከምተኸብረት ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ኣብ ናይ ትማሊ ሕታማ ገሊጻ ኣላ። ነቲ ኣብ ከተማ መቐለ ንዝተገብረ ስነ ስርዓት ዝምልከት ሉኡኽና ኣብቲ ቦታ ተረኺቡ ዘዳለዎ ጸብጻብ ስዒቡ ይቐርብ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ባሕቲ ግንቦት - ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት፡ ኣብ መላእ ዓለም ተኸቢሩ ዊዒሉ። ኣብ ኤርትራ ኣብ ከተማ ኣስመራ - ቀጽሪ ፋብሪካ ኮካ-ኮላ፡ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን መንግስት ከምኡ’ውን ኣብ ኤርትራ ዝመደበሮም ዲፕሎማሰኛታትን ወከልቲ ሰራሕተኛታትን ኣብ ዝተረኽቡሉ ስነ- ስርዓት፡ “ሓያል ውዳቤ ንኣድማዒ ማሕበር” ብዝብል ቴማ ብልዑል ማዕርግ ከምተኸብረት ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ኣብ ናይ ትማሊ ሕታማ ገሊጻ ኣላ። ነቲ ኣብ ከተማ መቐለ ንዝተገብረ ስነ ስርዓት ዝምልከት ሉኡኽና ኣብቲ ቦታ ተረኺቡ ዘዳለዎ ጸብጻብ ስዒቡ ይቐርብ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now