ደራሲትን ገጣሚትን Maya Angelou, ካብ ድኽነት፡ ኣፈላላይን ዓመጽን ቦሎኽ ኢላ ብምውጻእ ሓይሊ መድረኽ፡ ስክሪንን ጽሑፋት ኮይና ድሕሪ ምጽናሕ ዓሪፋ። Maya ኣብ 86 ዓመት ዕድሚኣ ንግሆ ረቡዕ ኣብ Winston-Salem, North Carolina. ዝርከብ ገዝኣ ዓሪፋ።
Share
LIVE, FREE and EXCLUSIVE
Published
Updated
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends

