SKIP TO MAIN CONTENT

ተረኺቡ ዘሎ መርትዖ፡ ነቲ ብጌጋ ኣብ ማእሰርቲ ጥልያን ዝርከብ መድሃኔ ተስፋማርያም የፍትሖዶ ይከውን?

Tigrinya

ኣብዚ ሰሙን ፡ ነቲ ብመንግስቲ ጥልያን ዝድለ ዘሎ ኣሰጋጋሪ ሰብ ዝኾነ ወዱ ናይቲ ዕሉል ኣሰጋጋሪ ሰባት ዝኾነ መድሃኔ የሕደጎ መርእድ መርመራ DNA ተገይሩ፡ ምስቲ ኣብ ቀይዲ ዝርከብ ብጌጋ ተኣሲሩ ዘሎ መድሃኔ ተስፋማሪያም ተነጻጺሩ ብፍጹም ዘተሓሓዝ ከምዘይተረኽቦ ተፈሊጡ። እዚ ተወሳኺ መርትዖ እቲ ኣብ ቀይዲ ዘሎ ብጌጋ ዝተታሕዘ ምዃኑ ምዃኑ ጠበቓታቱ ይገልጹ ኣለዉ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብዚ ሰሙን ፡ ነቲ ብመንግስቲ ጥልያን ዝድለ ዘሎ ኣሰጋጋሪ ሰብ ዝኾነ ወዱ ናይቲ ዕሉል ኣሰጋጋሪ ሰባት ዝኾነ መድሃኔ የሕደጎ መርእድ መርመራ DNA ተገይሩ፡ ምስቲ ኣብ ቀይዲ ዝርከብ ብጌጋ ተኣሲሩ ዘሎ መድሃኔ ተስፋማሪያም ተነጻጺሩ ብፍጹም ዘተሓሓዝ ከምዘይተረኽቦ ተፈሊጡ። እዚ ተወሳኺ መርትዖ እቲ ኣብ ቀይዲ ዘሎ ብጌጋ ዝተታሕዘ ምዃኑ ምዃኑ ጠበቓታቱ ይገልጹ ኣለዉ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now