ፌስ ቡክ ምስ መንግስቲ ኣውስትራሊያ ንምንታይ ተባኢሱ?

Source: AAP
ገጻት ፈይስቡክ ንናይ ኣውስትራሊያ መራኸቢ ብዙሃን ፤ SBS ሓዊስካ ፤ ድሕሪ ናይ ሓደ ሰሙን ምዕጻው ዓርቢ ንግሆ ናብ ንቡር ተመሊሱ ኣሎ። ኣብዚ ዝስዕብ ጸብጻብ እንታይ ከምዝተፈጸመን እንታይ ክመጽእ ከምዝኽእልን ፡ ሕጂ ናይ ኣውስትራሊያ መራኸቢ ብዙሃን ናይ ኣሰራርሓ ሕጊ እንታይ ከምዝመስልን ክርእይ እዩ ። ጸብጻብ...
Share