Source: Keshi Tesfalemቀሺ ገብረመድህን ገብረግዮርጊስ፣ ቀሺ ዶ/ር ፍጹም ገብረንጉስን ቀሺ ዶ/ር ተኽለኣብ መንግስተኣብን ብዘይ ክሲን ፍርዲን ኣብ ቤት ማኣሰርቲ ኤርትራ ካብ ዝእሰሩ ንደሓር ኣብዚ ሰሙን 14 ዓመት መሊኦም ኣለዉ። ነዚ ምኽንያት ብምግባር ምስ በዓልቲ ቤቶም ንዶ/ር ተኽለኣብ ወ/ሮ ዉቤ ሰሎሞን፡ ምስ ኣብቲ ቤተ ክርስቲያን መምህር ዝነበሩ ቀሺ ተስፋኣለም በራኺ ከምኡውን ምስ ቀሺ ማርቆስ ደባዝ ዝተገብረ ዘተ።
ቀሺ ገብረመድህን ገብረግዮርጊስ፣ ቀሺ ዶ/ር ፍጹም ገብረንጉስን ቀሺ ዶ/ር ተኽለኣብ መንግስተኣብን ብዘይ ክሲን ፍርዲን ኣብ ቤት ማኣሰርቲ ኤርትራ ካብ ዝእሰሩ ንደሓር ኣብዚ ሰሙን 14 ዓመት መሊኦም ኣለዉ። ነዚ ምኽንያት ብምግባር ምስ በዓልቲ ቤቶም ንዶ/ር ተኽለኣብ ወ/ሮ ዉቤ ሰሎሞን፡ ምስ ኣብቲ ቤተ ክርስቲያን መምህር ዝነበሩ ቀሺ ተስፋኣለም በራኺ ከምኡውን ምስ ቀሺ ማርቆስ ደባዝ ዝተገብረ ዘተ።