ኣብ ኣውስትራሊያ ኣብዚ እዋን ሙቐት ሓጋይ ይጅምረሉ ኣብዘሎ ብዛዕባ ድሕንነት ጸሓይን ጥዕና ቆርበትን ዝገልጽ መልእኽቲ ኣብ መላእ ሃገር ይስደድ ኣሎ ። ቀንዲ ትካል ካንሰርን ማሕበራዊ መራኸቢ ቲክቲቶክን፡ ብሰንኪ ኣብ ጸሓይ ተሰጢሕካ ብምውዓል ዝመጽእ ኣብ ልዕሊ መንእሰያት ዘሕድሮ ዘይጥዑይ ወይ ቀታሊ ሳዕቤን እናወሰኸ ብምኻዱ ፡ ኣብ ጸሓይ ተሰጢሕካ ምውዓል ከም ዘሐጉስ ጌሩ ዝገልጽ ዝዀነ ቪድዮታት ከም ዘወግዱ ገሊጾም።
Published
By Omar Dehen
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends