SKIP TO MAIN CONTENT

“ኢትዮጵያ ከም ዓባይ ሃገር ነዚ ምስ ኤርትራ ዘሎ ጸገም ንኽልወጥ ኣብ ቅድሚት ተሰሪዓ ክትሰርሕ እያ።” ኣቶ መለስ ኣለም

Horn Africa
Meles Alem Source: EBC

- ኣብዚ ሰሙን ምስ ሉኡኻት መንግስቲ ኤርትራ ዝግበር ዘተ እንታይ እዩ ክኸውን? - ኣብ ዶብ ዘለዉ ከም ህዝቢ ኢሮብ ዝበሉ ኢትዮጵያዊያን ኣብ ምሕንጻጽ ዶብ ድምጾም ክስማዕ ይጠርዑ ኣለዉ፡ ጉዳይ ህዝቢታት ዶብ ብኸመይ እዩ ክተሓዝ? - እዚ ናይ ቀ.ሚ. ኣብይ ጻዕሪ ቁጠባዊ ዉህደት ምብራቕ ኣፍሪቃ ናብ ፖለቲካዊ ዉህደት ከምርሕ ድዩ? ኣብ ፈደራላዊ ሪፑብሊክ ኢትዮጵያ ወሃቢ ቃል ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ መለስ ኣለም፡ ብዛዕባ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብዚ ሰሙን ዝግበር ዘተን ምስኡ ዝተሓሓዝ ሕቶታትን ምስ ረድዮ ኤስ.ቢ.ኤስ ዝገበሮ ቃለ መሕትት።

Published

By SBS tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

- ኣብዚ ሰሙን ምስ ሉኡኻት መንግስቲ ኤርትራ ዝግበር ዘተ እንታይ እዩ ክኸውን? - ኣብ ዶብ ዘለዉ ከም ህዝቢ ኢሮብ ዝበሉ ኢትዮጵያዊያን ኣብ ምሕንጻጽ ዶብ ድምጾም ክስማዕ ይጠርዑ ኣለዉ፡ ጉዳይ ህዝቢታት ዶብ ብኸመይ እዩ ክተሓዝ? - እዚ ናይ ቀ.ሚ. ኣብይ ጻዕሪ ቁጠባዊ ዉህደት ምብራቕ ኣፍሪቃ ናብ ፖለቲካዊ ዉህደት ከምርሕ ድዩ? ኣብ ፈደራላዊ ሪፑብሊክ ኢትዮጵያ ወሃቢ ቃል ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ መለስ ኣለም፡ ብዛዕባ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብዚ ሰሙን ዝግበር ዘተን ምስኡ ዝተሓሓዝ ሕቶታትን ምስ ረድዮ ኤስ.ቢ.ኤስ ዝገበሮ ቃለ መሕትት።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now