Source: Getty Imagesኣብዚ ኣብ ኣውስትራሊያ ዝነብሩ ገለ ግዱስት ኤርትራዊያን ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ክወጽእ ዝጽውዕ መልእኽቲ ናብ መንግስቲ ኣውስትራሊያ ንምቕራብ ተበግሶ ወሲዶም ኣለዉ፡ ካብ ኣበገስቲን ኣወሃሃድቲን ናይቲ ተበግሶ ን ኣቶ መዝሙር ፍስሃየ ካብ ከተማ ፐርዝ፡ ን ኣቶ ብርሃኒ መሓሪ ካብ ከተማ ብርዝቤን ብዛዕባቲ ዝገብርዎ ዘለዉ መብርሂ ሂቦም ኣለዉ።
ኣብዚ ኣብ ኣውስትራሊያ ዝነብሩ ገለ ግዱስት ኤርትራዊያን ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ክወጽእ ዝጽውዕ መልእኽቲ ናብ መንግስቲ ኣውስትራሊያ ንምቕራብ ተበግሶ ወሲዶም ኣለዉ፡ ካብ ኣበገስቲን ኣወሃሃድቲን ናይቲ ተበግሶ ን ኣቶ መዝሙር ፍስሃየ ካብ ከተማ ፐርዝ፡ ን ኣቶ ብርሃኒ መሓሪ ካብ ከተማ ብርዝቤን ብዛዕባቲ ዝገብርዎ ዘለዉ መብርሂ ሂቦም ኣለዉ።