Father and child - illustrative photo Source: Getty Images_Jose Luis Pelaez Source: Getty Imagesደቂ ተባዕትዮ፡ ኣብ ህይወት ንዝገጥም ዝኾነ ይኹን ጽንኩር ኩነታት ክጻወሩ ከምዝኽእሉ ተነጊርዎም እዮም ዝዓብዩ። እንተኾነ ስምዒታት ካብ ቁጽጽር ወጻኢ ኣብዝወጽሉ እዋን ኣብ ሓድሽ ሃገር ህይወት ንምጥያስ ዝተጀመረ ጉዕዞን፡ ዝምድናታት ኣብ ስድራቤት ክፈርስ ይጅምር። ስሚዒትካ ንኻልእ ምንጋር ድኽመት ዘይኮነስ ጥንካረ ምዃኑ ኪኢላታት ይዛረቡ።
ደቂ ተባዕትዮ፡ ኣብ ህይወት ንዝገጥም ዝኾነ ይኹን ጽንኩር ኩነታት ክጻወሩ ከምዝኽእሉ ተነጊርዎም እዮም ዝዓብዩ። እንተኾነ ስምዒታት ካብ ቁጽጽር ወጻኢ ኣብዝወጽሉ እዋን ኣብ ሓድሽ ሃገር ህይወት ንምጥያስ ዝተጀመረ ጉዕዞን፡ ዝምድናታት ኣብ ስድራቤት ክፈርስ ይጅምር። ስሚዒትካ ንኻልእ ምንጋር ድኽመት ዘይኮነስ ጥንካረ ምዃኑ ኪኢላታት ይዛረቡ።