ብምኽንያት ምዕጻው ኣብ ገዛን ብምስኣን ስራሕ ይኹን ብፍርሒ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ኣብ ጥዕና ኣእምሮ ከስዕብ ብዛዕባ ዝኽእል ሕማም ኣእምሮን ኣፈዋውሳኡን ምስ ኪኢላ ጥዕና ኣእምሮ ካብ ቪክቶርያ ኣውስትራሊያ፡ ዶክተር ክፍለምኣርያም ዮሃንስ ኣዛሪብናዮ ኣለና፡
Share

Published
Updated
By Beyene Semere
Presented by Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends