Credit: SBS Tigrinyaብዙሕ ሰብ ጸገም ጥዕና ኣእምሮ ዘጋጥሞ'ኳ እንተኾነ ሰኣን ግቡእ ሕክምና ምርካብ ክሳብ ሞት ዝበጽሑ ኣለዉ። ሰባት ጸገም ጥዕና ኣእምሮ ከምዘለዎም ብምንታይ ይፈልጡ፧ መቕርቦም ጸገም ከምዘለዎም ብኸመይ ክፈልጡ ይኽእሉ፧ ብዙሓት ጸገም ከምዘለዎም እናፈለጡ ንምንታይ ናብ ሓኪሞም ከይዶም ሕክምና ክወስዱ ዘይደልዩ፧ ነዚን ካልእ ምስ ጥዕና ኣእምሮ ዝተሓሓዝ ሕቶታት ኪኢላ ጥዕና ኣእምሮ ዮርዳኖስ ተስፋይ መሊሳትልና ኣላ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ብዙሕ ሰብ ጸገም ጥዕና ኣእምሮ ዘጋጥሞ'ኳ እንተኾነ ሰኣን ግቡእ ሕክምና ምርካብ ክሳብ ሞት ዝበጽሑ ኣለዉ። ሰባት ጸገም ጥዕና ኣእምሮ ከምዘለዎም ብምንታይ ይፈልጡ፧ መቕርቦም ጸገም ከምዘለዎም ብኸመይ ክፈልጡ ይኽእሉ፧ ብዙሓት ጸገም ከምዘለዎም እናፈለጡ ንምንታይ ናብ ሓኪሞም ከይዶም ሕክምና ክወስዱ ዘይደልዩ፧ ነዚን ካልእ ምስ ጥዕና ኣእምሮ ዝተሓሓዝ ሕቶታት ኪኢላ ጥዕና ኣእምሮ ዮርዳኖስ ተስፋይ መሊሳትልና ኣላ።
Check out our podcast collection here