SKIP TO MAIN CONTENT

ሕማም ኣእምሮን ናይ ከይብሉኒ ስቕታን

Black guy sit alone in cafe suffering from racial discrimination
African American millennial guy feel lonely sitting alone in café, offended black student avoid talking to friends having misunderstanding, young man outcast suffer from racial discrimination Source: iStockphoto / fizkes/Getty Images/iStockphoto

ኣብ መላእ ዓለም ዳርጋ ሓደ ቢልዮን ዝዀኑ ሰባት ፡ ሕማም ኣእምሮ ከም ዘለዎም እኳ እንተ ተፈልጠ ፡ ብመሰረት ዓለምለኻዊ ጸብጻብ ፡ እቲ ምስ ስነ ኣእምሮኣዊ ሕክምና ዝተሓሓዝ ናይ ከይብሉና ነገር ስለ ዝፈርሖም ፡ ብዙሓት ብስቕታ ይሳቐዩ ኣለዉ ። እዚ ጸብጻብ... ከምዘብርሆ፡ ተመራመርቲ ካብ 40 ሃገራት ዓለም ነቲ ጕዳይ ክከታተልዎ ጸኒሖም እዮም ።

Published

By Allan Lee

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ መላእ ዓለም ዳርጋ ሓደ ቢልዮን ዝዀኑ ሰባት ፡ ሕማም ኣእምሮ ከም ዘለዎም እኳ እንተ ተፈልጠ ፡ ብመሰረት ዓለምለኻዊ ጸብጻብ ፡ እቲ ምስ ስነ ኣእምሮኣዊ ሕክምና ዝተሓሓዝ ናይ ከይብሉና ነገር ስለ ዝፈርሖም ፡ ብዙሓት ብስቕታ ይሳቐዩ ኣለዉ ። እዚ ጸብጻብ... ከምዘብርሆ፡ ተመራመርቲ ካብ 40 ሃገራት ዓለም ነቲ ጕዳይ ክከታተልዎ ጸኒሖም እዮም ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now