SKIP TO MAIN CONTENT

ካብ ትግራይ መረብ ሰጊሮም ኤርትራ በጺሖም ዝተመልሱ ልኡኻት ሰላም ብዛዕባ ጉዕዞኦም ይዛረቡ።

Homeland Report
Source: Million Haileselasie

ዓበይቲ ዓዲ መረብ ለከ ብሞቶር ሳይክል ንሩባ መረብ ሰጊሮም ምስ ነበርቲ ክሳድ ዒቃ ጻኒሒት ገይሮም ብሰላም ናብ ዓዶም ተመሊሶም። እቶም ልኡኻት ሰላም፡ ጦብላሕታ ጉዕዞኦምን ብዛዕባ ኣብ መጻኢ ኣብ ኽልቲኡ ሩባ መረብ ዝርከቡ ህዝቢ ክገብርዎ ዝሓሰቡ መደብ ምስ ሉኡኽና ጻኒሒት ገይሮም ኣለዉ ኣብዚ ክትሰምዕዎ ትኽእሉ ኢኹም።

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ዓበይቲ ዓዲ መረብ ለከ ብሞቶር ሳይክል ንሩባ መረብ ሰጊሮም ምስ ነበርቲ ክሳድ ዒቃ ጻኒሒት ገይሮም ብሰላም ናብ ዓዶም ተመሊሶም። እቶም ልኡኻት ሰላም፡ ጦብላሕታ ጉዕዞኦምን ብዛዕባ ኣብ መጻኢ ኣብ ኽልቲኡ ሩባ መረብ ዝርከቡ ህዝቢ ክገብርዎ ዝሓሰቡ መደብ ምስ ሉኡኽና ጻኒሒት ገይሮም ኣለዉ ኣብዚ ክትሰምዕዎ ትኽእሉ ኢኹም።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now