Source: EriTVሰሙናዊ መደብ ስፖርት (27/06/2022) * ሃገራዊ ሻምፒዮና ቅድድም ብሽግለታ ኤርትራ ብዓወት መርሃዊ ቅዱስ ተዛዚሙ፣ * ዙር ፈረንሳ ክጅመር ሓደ ሰሙን ተሪፍዎ ኣብ ዘሎ እዋን ጋንታታት ስም ተቐዳደምተን ዘርጊሐን፣ ኤርትራውያን ይኹን ኢትዮጵያውያን ተቐዳደምቲ ዝሳተፉ ኣይመስሉን፣ * ታዱ ናረ ኣብ ደርባን ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ እግሪ 10 ኪሜ ተዓዊታ፣ * ሓሙሽተ ኣባላት ሕርይቲ ጋንታ ኤርትራ ት20 መንእሰያት ደቀንስትዮ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ኡጋንዳ ኣብ ዝተኻየደ ውራይ ተሳቲፈን ድሕሪ ምስዋረን ሕጂ’ውን ተሓቢአን ከምዘለዋ ጋዜጣ ዘ ጋርዲያን ኣስፊሩ፣
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (27/06/2022) * ሃገራዊ ሻምፒዮና ቅድድም ብሽግለታ ኤርትራ ብዓወት መርሃዊ ቅዱስ ተዛዚሙ፣ * ዙር ፈረንሳ ክጅመር ሓደ ሰሙን ተሪፍዎ ኣብ ዘሎ እዋን ጋንታታት ስም ተቐዳደምተን ዘርጊሐን፣ ኤርትራውያን ይኹን ኢትዮጵያውያን ተቐዳደምቲ ዝሳተፉ ኣይመስሉን፣ * ታዱ ናረ ኣብ ደርባን ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ እግሪ 10 ኪሜ ተዓዊታ፣ * ሓሙሽተ ኣባላት ሕርይቲ ጋንታ ኤርትራ ት20 መንእሰያት ደቀንስትዮ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ኡጋንዳ ኣብ ዝተኻየደ ውራይ ተሳቲፈን ድሕሪ ምስዋረን ሕጂ’ውን ተሓቢአን ከምዘለዋ ጋዜጣ ዘ ጋርዲያን ኣስፊሩ፣