SKIP TO MAIN CONTENT

ንውዱብ ሕቡራት ሃገራት ከይተዕንዎ የጠንቅቐካ ኣለኹ!

Merkel fights for multilateralism after Trump UN speech
Merkel fights for multilateralism after Trump UN speech Source: Getty Images

ቻንስለር ጀርመን ኣንገላ መርከል ንፕረዚደንት ዩናይትድ ስቴትስ ዶናልድ ትራምፕ ንውዱብ ሕቡራት ሃገራት ከየዕኑ ኣጠንቂቓቶ። እዚ መጠንቀቕታኣ ዝመጽእ ዘሎ ሚስተር ትራምፕ ነቲ ዓመታዊ መደርኡ ኣብ ው. ሕ. ሃ. ንስነሓሳብ ግሎባላይዘሽን ክንጸግን ኣብ ክንድኡ እቲ ንሱ 'ሓርበኝነትን ነጻ በይናዊ ረብሓታትን' patriotism and independent interests ኢሉ ዝጸውዖም ክዓስሉ ወይ ክሕይሉ ምስተጠቕመሉ’ዩ። ፖለቲከኛታትን ተንተንትን ኣገዳስነት ው. ሕ. ሃ. ኣብ ምክልኻል ዓለምና ካብ ነውጺን ዕግርግርን ብምንጻር ነቲ ሓሳቡ ነቒፎሞ።

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቻንስለር ጀርመን ኣንገላ መርከል ንፕረዚደንት ዩናይትድ ስቴትስ ዶናልድ ትራምፕ ንውዱብ ሕቡራት ሃገራት ከየዕኑ ኣጠንቂቓቶ። እዚ መጠንቀቕታኣ ዝመጽእ ዘሎ ሚስተር ትራምፕ ነቲ ዓመታዊ መደርኡ ኣብ ው. ሕ. ሃ. ንስነሓሳብ ግሎባላይዘሽን ክንጸግን ኣብ ክንድኡ እቲ ንሱ 'ሓርበኝነትን ነጻ በይናዊ ረብሓታትን' patriotism and independent interests ኢሉ ዝጸውዖም ክዓስሉ ወይ ክሕይሉ ምስተጠቕመሉ’ዩ። ፖለቲከኛታትን ተንተንትን ኣገዳስነት ው. ሕ. ሃ. ኣብ ምክልኻል ዓለምና ካብ ነውጺን ዕግርግርን ብምንጻር ነቲ ሓሳቡ ነቒፎሞ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now