Meron Estifanos Source: Meron Estifanosኣብ ሊብያ ዝፍጸም ዘሎ ኣስካሕካሒ ንግድ ባርነት ፡ ስቓይ ናይቶም ኣብታ መንግስቲ ኣልቦ ሃገር ብሸፋቱ ዝሳቐዩ ዘለዉ ደቂ ኣንስትዮ ኣዴታት፡ ቆልዑን መንእሰያት ኣወዳትን ኣዋልድን ፡ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ማዕከን ዜና CNN ምስ ኣቃልሖ፡ እቶም ነቲ ጉዳይ ክከታተሉ ዝጸንሑ ጥራይ ዘይኮነስ ብዙሕ ሰብ ኣውያቶም ኣብ ኣደባባያት ክዝርግሕዎ ቀኒዮም ኣለዉ። ሜሮን እስቲፋኖስ ንጉዳይ ስደተኛታት ክትጣበቕ ዝጸንሐት ብዛዕብ እቲ ኣብ ሊቢያ ዘሎ ኩነታት ን SBS Tigrinya ገሊጻ ኣላ ኣብዚ ክስማዕ ይከኣል’ዩ።
ኣብ ሊብያ ዝፍጸም ዘሎ ኣስካሕካሒ ንግድ ባርነት ፡ ስቓይ ናይቶም ኣብታ መንግስቲ ኣልቦ ሃገር ብሸፋቱ ዝሳቐዩ ዘለዉ ደቂ ኣንስትዮ ኣዴታት፡ ቆልዑን መንእሰያት ኣወዳትን ኣዋልድን ፡ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ማዕከን ዜና CNN ምስ ኣቃልሖ፡ እቶም ነቲ ጉዳይ ክከታተሉ ዝጸንሑ ጥራይ ዘይኮነስ ብዙሕ ሰብ ኣውያቶም ኣብ ኣደባባያት ክዝርግሕዎ ቀኒዮም ኣለዉ። ሜሮን እስቲፋኖስ ንጉዳይ ስደተኛታት ክትጣበቕ ዝጸንሐት ብዛዕብ እቲ ኣብ ሊቢያ ዘሎ ኩነታት ን SBS Tigrinya ገሊጻ ኣላ ኣብዚ ክስማዕ ይከኣል’ዩ።