Source: SBS Tigrinyaኣብ ዓመት 2018 ብዙሓት መደባት ዝቐረቡ ኮይኖም፣ ኣብ መላእ ዓለም ብኣማኢት ኣሻሓት ዝተሰምዑ ቆንጭልና ከነቕርበልኩም ኢና። ኣብዚ ካልኣይ ክፋል ምስ ካብ ላዕለዎት መራሕቲ ህግ ዝነበረን ምስቶም ኣብ ኤርትራ ጉጅለ 15 ዝበሃሉ ለውጢ ዝጠለቡን ኣቶ መስፍን ሓጎስ፣ ከምኡ’ውን ምስ ኣብ መሪሕነት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዓቢ ተራ ዘለዎ ኣቶ ወልደየሱስ ዓማርን ካብ ዝተገብረ ቃለ መሕትት ቀንጪብና ደጊምና ናባኹም ኣቢልናዮ ኣለና።
ኣብ ዓመት 2018 ብዙሓት መደባት ዝቐረቡ ኮይኖም፣ ኣብ መላእ ዓለም ብኣማኢት ኣሻሓት ዝተሰምዑ ቆንጭልና ከነቕርበልኩም ኢና። ኣብዚ ካልኣይ ክፋል ምስ ካብ ላዕለዎት መራሕቲ ህግ ዝነበረን ምስቶም ኣብ ኤርትራ ጉጅለ 15 ዝበሃሉ ለውጢ ዝጠለቡን ኣቶ መስፍን ሓጎስ፣ ከምኡ’ውን ምስ ኣብ መሪሕነት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዓቢ ተራ ዘለዎ ኣቶ ወልደየሱስ ዓማርን ካብ ዝተገብረ ቃለ መሕትት ቀንጪብና ደጊምና ናባኹም ኣቢልናዮ ኣለና።