መራሕቲ ኣውስትራልያ መልእኽቲ በዓል ልደት የመሓላልፉ፣ ነጋድያንን በጻሕትን ናብ ቤት ልሔም ይምለሱ

Credit: Public Domain
ፈለማ ንኩልኹም ነዚ በዓላት ተብዕሉ ኣመንቲ ክርስትና ካብ’ዚ ካብ ኤስቢኤስ ትግርኛ እንቋዕ ኣብጽሓኩም ንብል። መራሕቲ ኣውስትራልያ መልእኽቲ ኣውደኣመት ናብ ማሕበረሰብ ኣመሓላሊፎም። ነጋድያንን በጻሕትን ናብ ቤት ልሔም ክመጹ ጀሚሮም።
Share
Credit: Public Domain
SBS World News