SKIP TO MAIN CONTENT

ኢመረት ዓረብ ምስ ኣመሪካ ዝምድናኣ ተደልድል፡ ፍልስጢኤም ተኸዲዐ ትብል።

Feature
Jared Kushner praying at the Western Wall in Jerusalem (Reuters) Source: Reuters

ላዕለዎት ልኡኻት ኣመሪካ ኣብ መንጎ እስራኤልን ሕቡራት ዓረብ ኢማራትን ታሪኻዊ በረራ ድሕሪ ምግባሮም መርኣያ ናይቲ ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ዝመጽእ ዘሎ ለውጢ እዩ ተባሂሉ። ሰብ መዚ White House ኣብ መላእ ሃገራት ማእከላይ ምብራቕ ሰላም ክሰፍን ከምዝኽእል ተስፋ ክገብሩከለዉ፡ ፍልስጢኤማዊያን ግና ን ሕቡራት ዓረብ ኢማራትን ከዲዓትና ብምባል ይኸስዋ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ላዕለዎት ልኡኻት ኣመሪካ ኣብ መንጎ እስራኤልን ሕቡራት ዓረብ ኢማራትን ታሪኻዊ በረራ ድሕሪ ምግባሮም መርኣያ ናይቲ ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ዝመጽእ ዘሎ ለውጢ እዩ ተባሂሉ። ሰብ መዚ White House ኣብ መላእ ሃገራት ማእከላይ ምብራቕ ሰላም ክሰፍን ከምዝኽእል ተስፋ ክገብሩከለዉ፡ ፍልስጢኤማዊያን ግና ን ሕቡራት ዓረብ ኢማራትን ከዲዓትና ብምባል ይኸስዋ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now