Palestinian President Mahmoud Abbas speaks during a Security Council meeting Source: AAPኣመሪካ፡ ኣብ መንጎ እስራኤልን ፍልስጢኤምን ዝግበር ዘተ ሰላም ክትመርሖ ድልውቲ ምዃና ንኣኼባ ባይቶ ጸጥታ ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጻ። እንተኾነ ናይ ፍልስጤኤም ፕረሲደንት ኣብዚ ዓመት ምስ ሓሙሽተኦም ቀወምቲ ኣባላት ባይቶ ጸጥታ ፍሉይ ኣህጉራዊ ኮነፈረንስ ሰላም ክግበር ጸዊዑ።
ኣመሪካ፡ ኣብ መንጎ እስራኤልን ፍልስጢኤምን ዝግበር ዘተ ሰላም ክትመርሖ ድልውቲ ምዃና ንኣኼባ ባይቶ ጸጥታ ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጻ። እንተኾነ ናይ ፍልስጤኤም ፕረሲደንት ኣብዚ ዓመት ምስ ሓሙሽተኦም ቀወምቲ ኣባላት ባይቶ ጸጥታ ፍሉይ ኣህጉራዊ ኮነፈረንስ ሰላም ክግበር ጸዊዑ።