ኣብ ልዕሊ ንኣሽቱ ጽላት ንግዲ ኣውስትራልያ ዝተኻየደ ሓድሽ መጽናዕቲ ሓደስቲ መጻእቲ ኣብ ቁጠባ ሃገር መጸይቲ’ዮም ንዝብል ግጉይ ኣበሃህላ ይብድህ ኣሎ። ህልዋት ቦታታት ስራሕ ካብ ካልኦት ኣይወስዱን ጥራይ ዘይኮነ እቲ ጸብጻብ ብኦኦም ዝካየዱ ዋኒናት ኣብ ዝመጹ 5-10 ዓመታት ክሳብ 200ሽሕ ሓደስቲ ዕዮታት ክፈጥሩ ምዃኖም ኣመልኪቱ።
Share

Published
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends

