SKIP TO MAIN CONTENT

ብስደት ዝመጹ ተመሃሮ ዝበለጹ ተመሃሮ ተባሂሎም።

Yousif Barbo (on right) and a classmate (SBS)
Yousif Barbo (on right) and a classmate Source: SBS

ብስደት ዝመጹ ብፍላይ ካብ ህንዲ፣ ቻይናን ፊሊፒንስን ዉጽኢት ኣካዳሚያዊ ትምህርቶም ካብቶም መዘናኦም ዝኾኑ ኣውስትራሊያዊያን ጸብለል ከምዝብል ተፈሊጡ። ኣብዚ ቀረባ ዝወጸ ጸብጻብ *OECD (The Organisation for Economic Co-operation and Development ) ከምዝገልጾ መጻእቲ ኣብቲ ክነብርዎ ዝጅምሩ ሓዲሽ ሃገር ክእለት ንምጥራይ ዓቢ ጥሙሕን ኣብ ቤት ትምህርቲ ፍሉይ ምጽምባር ምስ ሓዲሽ ሃገር ከምዘጥርዩ ተረጋጊጹ ኣዩ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ብስደት ዝመጹ ብፍላይ ካብ ህንዲ፣ ቻይናን ፊሊፒንስን ዉጽኢት ኣካዳሚያዊ ትምህርቶም ካብቶም መዘናኦም ዝኾኑ ኣውስትራሊያዊያን ጸብለል ከምዝብል ተፈሊጡ። ኣብዚ ቀረባ ዝወጸ ጸብጻብ *OECD (The Organisation for Economic Co-operation and Development ) ከምዝገልጾ መጻእቲ ኣብቲ ክነብርዎ ዝጅምሩ ሓዲሽ ሃገር ክእለት ንምጥራይ ዓቢ ጥሙሕን ኣብ ቤት ትምህርቲ ፍሉይ ምጽምባር ምስ ሓዲሽ ሃገር ከምዘጥርዩ ተረጋጊጹ ኣዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now