Psychologist Su Sullivan (SBS) Source: Psychologist Su Sullivan (SBS)ሕቡእ ቁጠባዊ ሃብቲ፡ እዚ ኣባሃህላዚ ነተን ብ ዓሰርተታት ኣሸሓት ዝቑጸራ ኣዚየን ምሁራት ስደተኛታት ደቂ ኣንስትዮ፡ኣብ ኣውስትራሊያ ዝተዋህበ ስምዩ። እዝ እን ምሁራት ደቂ ኣንስትዮ በቲ ዝፈልጥ ኦን ዝተመኮራኦን ዓውደ ስራሕ ክረኽባ ኣይከኣላን...እዚ ንምንታይ ኮይኑ?
ሕቡእ ቁጠባዊ ሃብቲ፡ እዚ ኣባሃህላዚ ነተን ብ ዓሰርተታት ኣሸሓት ዝቑጸራ ኣዚየን ምሁራት ስደተኛታት ደቂ ኣንስትዮ፡ኣብ ኣውስትራሊያ ዝተዋህበ ስምዩ። እዝ እን ምሁራት ደቂ ኣንስትዮ በቲ ዝፈልጥ ኦን ዝተመኮራኦን ዓውደ ስራሕ ክረኽባ ኣይከኣላን...እዚ ንምንታይ ኮይኑ?