SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ሓደ ቤት ማእሰርቲ የመን ስዑዲያ ትመርሖ ጥምረት መጥቃዕቲ ኣየር ፈጺሙ ሰደተኛታትን ህጻናትን ተቐቲሎም

Map of air strikes in Yemen
መጥቃዕታት ኣየር ዝተኻየደሎም ቦታታት ዘመልክት ካርታ Source: AP

ብስዑዲ ዝምራሕ ጥምረት ኣብ ሰሜን የመን ኣብ ሓደ ቤት ማእሰርቲ መጥቃዕቲ ኣየር ክካየድ ድሕሪ ምእዛዙ ብውሑዱ ህይወት 70 ሰባት ክቐዝፍ እንከሎ ብዙሓት ካልኦት ከኣ ሃለዋቶም ኣይተፈልጠን።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ብስዑዲ ዝምራሕ ጥምረት ኣብ ሰሜን የመን ኣብ ሓደ ቤት ማእሰርቲ መጥቃዕቲ ኣየር ክካየድ ድሕሪ ምእዛዙ ብውሑዱ ህይወት 70 ሰባት ክቐዝፍ እንከሎ ብዙሓት ካልኦት ከኣ ሃለዋቶም ኣይተፈልጠን።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now