SKIP TO MAIN CONTENT

ፍቱን መድሓኒት ሕማም ልቢ

Swimming classes in western Sydney (SBS)
Swimming classes in western Sydney (SBS) Source: SBS

ሓዲሽ መጽናዕቲ ካብ the Heart Foundation ከምዘመልክቶ ብዙሕ ህዝቢ ምውስዋስ ኣካላት ኣድላዪ ምዃኑ እንተኣመነኳ፣ ካብዚኣቶ እቶም 7 ሚእታዊ ጥራይ እዮም ንብዙሕ ዓይነት ሕማማት ከምዘወግድ ዝፈልጡ። ካብቲ ኣብ ደቂ ኣንስትዮ ብመጀመርታ ዝስራዕ ጠንቂ ሞት ዝኾነ ሕማም ልቢ ቀንዲ መድሃኒቱ ምውስዋስ ኣካላት እዩ፡፣ መዓልታዊ ኣብነፍሲወከፍ ሰዓት ሓንቲ ኣውስትራሊያዊት ሰበይቲ ብሰንኪ ሕማም ልቢ ትመውት። እንተኾነ ንመዓልቲ ፍርቂ ሰዓት ጥራይ ምውስዋስ ኣካላት ወይ ስፖርት ብምግባር እዚ ሕማም ብ 35 ሚእታዊ ይጎድል።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሓዲሽ መጽናዕቲ ካብ the Heart Foundation ከምዘመልክቶ ብዙሕ ህዝቢ ምውስዋስ ኣካላት ኣድላዪ ምዃኑ እንተኣመነኳ፣ ካብዚኣቶ እቶም 7 ሚእታዊ ጥራይ እዮም ንብዙሕ ዓይነት ሕማማት ከምዘወግድ ዝፈልጡ። ካብቲ ኣብ ደቂ ኣንስትዮ ብመጀመርታ ዝስራዕ ጠንቂ ሞት ዝኾነ ሕማም ልቢ ቀንዲ መድሃኒቱ ምውስዋስ ኣካላት እዩ፡፣ መዓልታዊ ኣብነፍሲወከፍ ሰዓት ሓንቲ ኣውስትራሊያዊት ሰበይቲ ብሰንኪ ሕማም ልቢ ትመውት። እንተኾነ ንመዓልቲ ፍርቂ ሰዓት ጥራይ ምውስዋስ ኣካላት ወይ ስፖርት ብምግባር እዚ ሕማም ብ 35 ሚእታዊ ይጎድል።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now