Minister for Home Affairs Peter Dutton Source: AAPኣብዝሓለፈ ፋይናንሲያዊ ዓመት 12,000 ኪኢላዊ ቪዛ ( skilled visas)ን 8,000ናይ ስድራ ቪዛን ስለዘይተዋህበ ካብቲ ናይ ዝሓለፈ ፋይናንሲያዊ ዓመት ቀወምቲ ነበርቲ ስደተኛታት ብ 20,000 ዊሒዱ ተረኺቡ። ሚኒስተር ሆም ኣፈየርስ ፒተር ዳተን ከምዝብሎ ምኽንያት ናይዚ ምጉዳል ዝ ኣትዉ ስደተኛታት ብኸፊል ናይማሕበረሰብ ስክፍታ ምላሽ ንምሃብዩ እንተበሎኳ፡ ጉጅለታት ስደተኛታትን ሰብ ቢዝነሳትን ግና እዚ ቁጽሪ ስደተኛታት ከምዝጎድሉ ምግባር ኣሉታዊ ሳዕቤን ክህልዎ እዩ ይብሉ።
ኣብዝሓለፈ ፋይናንሲያዊ ዓመት 12,000 ኪኢላዊ ቪዛ ( skilled visas)ን 8,000ናይ ስድራ ቪዛን ስለዘይተዋህበ ካብቲ ናይ ዝሓለፈ ፋይናንሲያዊ ዓመት ቀወምቲ ነበርቲ ስደተኛታት ብ 20,000 ዊሒዱ ተረኺቡ። ሚኒስተር ሆም ኣፈየርስ ፒተር ዳተን ከምዝብሎ ምኽንያት ናይዚ ምጉዳል ዝ ኣትዉ ስደተኛታት ብኸፊል ናይማሕበረሰብ ስክፍታ ምላሽ ንምሃብዩ እንተበሎኳ፡ ጉጅለታት ስደተኛታትን ሰብ ቢዝነሳትን ግና እዚ ቁጽሪ ስደተኛታት ከምዝጎድሉ ምግባር ኣሉታዊ ሳዕቤን ክህልዎ እዩ ይብሉ።