“ሕሉፋት ብሄራዊያን መራሕቲ ዓለም ኣብ ሃገሮም ንዘሎ ናይ ገዛእ ርእሶም ጸገማት ንስደተኛታት የላግብሎም ኣለዉ።” ክብሉ ፖፕ ፍራንሲስ ንመራሕቲ ዓለም ዝዓለመ መልእኽቲ ሰዲዶም። ኣብዚ ኣብ ኣውስሮጳን ኣመሪካን ጽልኢ ስደተኛታት እናዛያደ ዝኸይድ ዘሎ እዋን፡ መራሕቲ ሃገር ኣብ ክንዲ ባህሊ ፍርሕን ዘይምትእምማንን፡ ንኹሉ ህዝቢ ክብሪ ሰብ ክነግስ ክሰርሑ ጸዊዖም።
Share

Published
By Tara Cosoleto
Source: SBS
Share this with family and friends

