SKIP TO MAIN CONTENT

መንግስቲ ወጢንዎ ዘሎ ምንካይ መደባት ቪዛ ከቋርጽ መጠንቀቕታ ቀሪቡ

Opposition immigration spokesman Shayne Neumann
Opposition immigration spokesman Shayne Neumann Source: AAP

ወኪላት ጉዕዞ (Migration Agents) መንግስቲ ኣዉስትራልያ ቁጽሪ ዓይነታት ወይ መደባት ቪዛ ብዝለዓለ መጠን ክቕንስ ሒዝዎ ዘሎ ዉጥን፡ 'ዝያዳ ኣመልከትቲ ክንጸጉ ስለዝገብር' ብምባል ዳግማይ ክሕሰበሉ የጠንቅቑ'ለዉ። መንግስቲ ቀ/ሚ ማልከም ተርንቡል ንልዕሊ ክልተ ዓሰርተታት ዓመታት በይኑ ክርአ እንከሎ 'ዝዓበየ ምቅይያር ኣብ ሕግታት ኢሚግረሽን' ዝበሃለሉ ዓበይቲ ምቅይያራት ስርዓተ ቪዛ ከካይድ ይሓስብ ኣሎ።

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ወኪላት ጉዕዞ (Migration Agents) መንግስቲ ኣዉስትራልያ ቁጽሪ ዓይነታት ወይ መደባት ቪዛ ብዝለዓለ መጠን ክቕንስ ሒዝዎ ዘሎ ዉጥን፡ 'ዝያዳ ኣመልከትቲ ክንጸጉ ስለዝገብር' ብምባል ዳግማይ ክሕሰበሉ የጠንቅቑ'ለዉ። መንግስቲ ቀ/ሚ ማልከም ተርንቡል ንልዕሊ ክልተ ዓሰርተታት ዓመታት በይኑ ክርአ እንከሎ 'ዝዓበየ ምቅይያር ኣብ ሕግታት ኢሚግረሽን' ዝበሃለሉ ዓበይቲ ምቅይያራት ስርዓተ ቪዛ ከካይድ ይሓስብ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now