SBS ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ 10ይ ክፋል፡ ኣብ ደገ ከይድካ/ኣብ ቤት መግቢ ምብላዕ | English on Repeat (Easy)

EOR_10_eatingout_1800x1012_orange.jpg

ነዚ ናይ ምዝራብ ክእለትና ከነመሓይሽ ዝሕግዝ ሓረጋት ቋንቋ እንግሊዝ እናደጋገምና ንመሃረሉ መደብ 'English on Repeat' ስምዕዎ፡ ኣብ'ዚ (ተቐሪቡ) ዘሎ መግቢ ጥዑም'ዩ። | ነዚ ሰላጣ ደርሆ ክትፍትንዎ ኣለኩም። | ጥዑም መግቢ በሊዐ፣ ንስኹም'ከ፧ | እቲ ዝፈትዎ መግቢ ጋርሊክ ፕሮውንስ (ጻዕዳ ሽጉርቲ ዘለዎ ናይ ባሕሪ መግቢ) እዩ። | ብኽብረትኩም፣ ቅብሊት ሕሳብ'ዶ ክትህቡኒ፧


እዚ ትምህርቲ ንቀሊል-ደረጃ ዘለዎም ተመሃሮ ዝተዳለወ'ዩ።

ኣብ'ዚ ፈነወ፡ ነዞም ዝስዕቡ ሓረጋት ምድጋም/ምባል ክንለማመድ ኢና፡

  • The food here is delicious. (ኣብ'ዚ ዘሎ መግቢ ጥዑም'ዩ።)
  • You should try the chicken salad. (ነዚ ሰላጣ ደርሆ ክትፍትንዎ ኣለኩም።)
  • I had a great meal, did you? (ጥዑም መግቢ በሊዐ፣ ንስኹም'ከ፧)
  • My favourite dish is garlic prawns. (እቲ ዝፈትዎ መግቢ ጋርሊክ ፕሮውንስ (ጻዕዳ ሽጉርቲ ዘለዎ ናይ ባሕሪ መግቢ) እዩ።)
  • Can I get the bill, please? (ብኽብረትኩም፣ ቅብሊት ሕሳብ'ዶ ክትህቡኒ፧)

ኣብ'ዚ ጠዊቕኩም ብምስማዕ ንብምሉኦም ትሕዝቶታት'ዚ ቋንቋ እንግሊዝ ብምድግጋም ንመሃረሉ መደብ English on Repeat ፈትሽዎም!


Credits:

Host: Steven Ellis

Educational Consultant: Ai-lin Bhugun

Written and produced by Josipa Kosanovic

Music Composition: Adam Hulbert

Program Manager: Janine Googan

Head of Planning and Development: Pamela Cook


Share

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now