ነዚ ናይ ምዝራብ ክእለትና ከነመሓይሽ ዝሕግዝ ሓረጋት ቋንቋ እንግሊዝ እናደጋገምና ንመሃረሉ መደብ 'English on Repeat,' ስምዕዎ፡ ኣብ ኣውስትራልያ ስድራቤት ኣለኩም ዶ፧ | ዓቢይ ስድራቤት ኣለኒ። | ክልተ ኣሕዋትን ሓንቲ ሓፍትን ኣለዉኒ። | ኣሕዋተይ ኣብ ሲድኒ፣ ሓብተይ ከኣ ኣብ ፐርዝ ይነብሩ። | ንዓኹም ከ ኣሕዋትን ኣሓትን ኣለዉኹም ድዮም፧
እዚ ትምህርቲ ንቀሊል-ደረጃ ዘለዎም ተመሃሮ ዝተዳለወ'ዩ።
ኣብ'ዚ ፈነወ፡ ነዞም ዝስዕቡ ሓረጋት ምድጋም/ምባል ክንለማመድ ኢና፡
- Do you have family in Australia? (ኣብ ኣውስትራልያ ስድራቤት ኣለኩም ዶ፧)
- I have a big family. (ዓቢይ ስድራቤት ኣለኒ።)
- I have two brothers and one sister. ( ክልተ ኣሕዋትን ሓንቲ ሓፍትን ኣለዉኒ።)
- My brothers live in Sydney and my sister lives in Perth. ( ኣብ ሲድኒ፣ ሓብተይ ከኣ ኣብ ፐርዝ ይነብሩ።)
- Do you have any brothers and sisters? (ንዓኹም ከ ኣሕዋትን ኣሓትን ኣለዉኹም ድዮም፧)
ኣብ'ዚ ጠዊቕኩም ብምስማዕ ንብምሉኦም ትሕዝቶታት'ዚ ቋንቋ እንግሊዝ ብምድግጋም ንመሃረሉ መደብ English on Repeat ፈትሽዎም!
Credits:
Host: Steven Ellis
Educational Consultant: Ai-lin Bhugun
Written and produced by Josipa Kosanovic
Music Composition: Adam Hulbert
Program Manager: Janine Googan
Head of Planning and Development: Pamela Cook
Share





