SBS ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ 6ይ ክፋል፡ ገዛን መንበሪን| መደብ English on Repeat (Easy)

EOR_06_home_1800x1012_blue.jpg

ነዚ ናይ ምዝራብ ክእለትና ከነመሓይሽ ዝሕግዝ ሓረጋት ቋንቋ እንግሊዝ እናደጋገምና ንመሃረሉ መደብ 'English on Repeat,' ስምዕዎ፡ ኣበይ ትነብሩ፧ | ኣብ ሓደ ንእሽቶ ኣፓርትመንት ኣብ ከተማ እነብር። |ኣብ ሓደ ክልተ መደቀሲ ክፍልታት ዘለዎ ገዛ እነብር። | ተኻሪና ኢና ዘለና። | ናብ ህዝባዊ መጓዓዝያ ቀረባ ዲኻ ዘለኻ፧


እዚ ትምህርቲ ንቀሊል-ደረጃ ዘለዎም ተመሃሮ ዝተዳለወ'ዩ።

ኣብ'ዚ ፈነወ፡ ነዞም ዝስዕቡ ሓረጋት ምድጋም/ምባል ክንለማመድ ኢና፡

  • Where do you live? (ኣበይ ትነብሩ፧)
  • I live in a small apartment in the city. (ኣብ ሓደ ንእሽቶ ኣፓርትመንት ኣብ ከተማ እነብር።)
  • I live in a house with two bedrooms. (ኣብ ሓደ ክልተ መደቀሲ ክፍልታት ዘለዎ ገዛ እነብር።)
  • We are renting. (ተኻሪና ኢና ዘለና።)
  • Are you close to public transport? (ናብ ህዝባዊ መጓዓዝያ ቀረባ ዲኻ ዘለኻ፧)

ኣብ'ዚ ጠዊቕኩም ብምስማዕ ንብምሉኦም ትሕዝቶታት'ዚ ቋንቋ እንግሊዝ ብምድግጋም ንመሃረሉ መደብ English on Repeat ፈትሽዎም!


Credits:

Host: Steven Ellis

Educational Consultant: Ai-lin Bhugun

Written and produced by Josipa Kosanovic

Music Composition: Adam Hulbert

Program Manager: Janine Googan

Head of Planning and Development: Pamela Cook


Share

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now