ነዚ ናይ ምዝራብ ክእለትና ከነመሓይሽ ዝሕግዝ ሓረጋት ቋንቋ እንግሊዝ እናደጋገምና ንመሃረሉ መደብ 'English on Repeat' ስምዕዎ፡: ጽቡቕ ይስማዓኩም ኣሎ ዶ፧ | ጽቡቕ ይስማዓኒ የለን። | ኣፍንጫይ ጸረር ይብለኒ'ሎ። | ጎረሮይ ቆሲሉ'ሎ። | ርእሰይ ይሕመኒ'ሎ።
እዚ ትምህርቲ ንቀሊል-ደረጃ ዘለዎም ተመሃሮ ዝተዳለወ'ዩ።
ኣብ'ዚ ፈነወ፡ ነዞም ዝስዕቡ ሓረጋት ምድጋም/ምባል ክንለማመድ ኢና፡
- Do you feel OK? (ጽቡቕ ይስማዓኩም ኣሎ ዶ፧)
- I am not feeling well. (ጽቡቕ ይስማዓኒ የለን።)
- I have a runny nose. (ኣፍንጫይ ጸረር ይብለኒ'ሎ።)
- I have a sore throat. (ጎረሮይ ቆሲሉ'ሎ።)
- I have a headache. (ርእሰይ ይሕመኒ'ሎ።)
ኣብ'ዚ ጠዊቕኩም ብምስማዕ ንብምሉኦም ትሕዝቶታት'ዚ ቋንቋ እንግሊዝ ብምድግጋም ንመሃረሉ መደብ English on Repeat ፈትሽዎም!
Credits:
Host: Steven Ellis
Educational Consultant: Ai-lin Bhugun
Written and produced by Josipa Kosanovic
Music Composition: Adam Hulbert
Program Manager: Janine Googan
Head of Planning and Development: Pamela Cook
Share






