SBS ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ 8ይ ክፋል፣ ዕላል ብዛዕባ ሸመተን ዕዳጋን | መደብ English on Repeat (Easy)

EOR_08_shopping_1800x1012_pink.jpg

ነዚ ናይ ምዝራብ ክእለትና ከነመሓይሽ ዝሕግዝ ሓረጋት ቋንቋ እንግሊዝ እናደጋገምና ንመሃረሉ መደብ 'English on Repeat' ስምዕዎ፡ ኣብ ዕዳጋ ምሽማት የሐጉሰኩም ዶ፧ | ሓደስቲ ክዳውንቲ ምዕዳግ ደስ ይብለኒ። | ሓድሽ ጎልፎ የድልየኒ’ሎ። | ናይ ግሮሰሪ ሸመተ ዕዳጋይ ኣብ ኦንላይን የካይዶ። | እቶም ዕዳጋታት ዝበለጸ ፍሩታትን ኣሕምልትን ኣለዎም።


እዚ ትምህርቲ ንቀሊል-ደረጃ ዘለዎም ተመሃሮ ዝተዳለወ'ዩ።

ኣብ'ዚ ፈነወ፡ ነዞም ዝስዕቡ ሓረጋት ምድጋም/ምባል ክንለማመድ ኢና፡

  • Do you enjoy shopping? (ኣብ ዕዳጋ ምሽማት የሐጉሰኩም ዶ፧)
  • I enjoy shopping for new clothes. (ሓደስቲ ክዳውንቲ ምዕዳግ ደስ ይብለኒ።)
  • I need a new jumper. (ሓድሽ ጎልፎ የድልየኒ’ሎ።)
  • I do my grocery shopping online. (ናይ ግሮሰሪ ሸመተ ዕዳጋይ ኣብ ኦንላይን የካይዶ።)
  • The markets have the best fruit and vegetables. (እዞም ዕዳጋታት ዝበለጸ ፍሩታትን ኣሕምልትን ኣለዎም።)

ኣብ'ዚ ጠዊቕኩም ብምስማዕ ንብምሉኦም ትሕዝቶታት'ዚ ቋንቋ እንግሊዝ ብምድግጋም ንመሃረሉ መደብ English on Repeat ፈትሽዎም!


Credits:

Host: Steven Ellis

Educational Consultant: Ai-lin Bhugun

Written and produced by Josipa Kosanovic

Music Composition: Adam Hulbert

Program Manager: Janine Googan

Head of Planning and Development: Pamela Cook


Share

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now