SKIP TO MAIN CONTENT

ኣውስትራሊያ ተወሰኽቲ ስደተኛታት ንምቕባል ቃል ኣይትኣቱን፡

Immigration Minister Peter Dutton (AAP)
Immigration Minister Peter Dutton (AAP) Source: Immigration Minister Peter Dutton (AAP)

ኣውስትራሊያ ብሚኒስተር ኢሚግሬሺን ፒተር ዳተን ኣቢላ ንናይ ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ተጸዋዒ ስደተኛታት UNHCR ተወሳኺ ሸሞንተ ሚሊዮንን ፈረቓን ዶላር መብጽዓ ኣትያ።Mr Dutton ነዚ መብጽዓ ናይ ኣውስትራሊያ ዝገለጸ ብዛዕባ ምጥያስ ስደተኛታት ሶርያ ዝምልከት ኣብ ጀነቫ ናይ ስዊዘርላንድ ተጋቢኡ ኣብ ዘሎ ዋዕላ እዩ፡፣እዚ ኣህጉራዊ ዋዕላዚ ሃገራት ክንደይ ስደተኛታት ክወስዳ ይኽእላን መብጽዓ ክኣትዋን ዝገብር እኳ እንተኾነ ሚስተር ዳተን ግና ኣውስትራሊያ ሓደ ሰብውን ይኹን ከምትቕበል ቃል ኣይኣተወን።

Published

Updated

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣውስትራሊያ ብሚኒስተር ኢሚግሬሺን ፒተር ዳተን ኣቢላ ንናይ ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ተጸዋዒ ስደተኛታት UNHCR ተወሳኺ ሸሞንተ ሚሊዮንን ፈረቓን ዶላር መብጽዓ ኣትያ።Mr Dutton ነዚ መብጽዓ ናይ ኣውስትራሊያ ዝገለጸ ብዛዕባ ምጥያስ ስደተኛታት ሶርያ ዝምልከት ኣብ ጀነቫ ናይ ስዊዘርላንድ ተጋቢኡ ኣብ ዘሎ ዋዕላ እዩ፡፣እዚ ኣህጉራዊ ዋዕላዚ ሃገራት ክንደይ ስደተኛታት ክወስዳ ይኽእላን መብጽዓ ክኣትዋን ዝገብር እኳ እንተኾነ ሚስተር ዳተን ግና ኣውስትራሊያ ሓደ ሰብውን ይኹን ከምትቕበል ቃል ኣይኣተወን።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now