SKIP TO MAIN CONTENT

“ንሓብተይ ሚርያም ዝረኣየ እንተሎ ሓብትኺ ትጽበየኪ እያ ዘላ በሉለይ። እንተሞይታ ድማ ኣቦኣን ኣዲኣን ይቀበልዋ መንግስተ ሰማይ የዋርሳ።” ልያ ሓጎስ

Presentation1.jpg
ሚርያም ሓጎስ ምስ ልያ ሓጎስ

ተጋዳሊት ምርያም ሓጎስ ሓንቲ ካብቶም ንልዕሊ 20 ዓመታት ኣብ ኤርትራ ብዘይ ክሲን ፍርዲን ዝተኣስሩ ገዳይም ተጋደልትን ጋዜጠኛታትን እያ። ንሳ ን20ዓመታት ንናጽነት ኤርትራ ተጋዲላ፡ ድሕሪ 10 ዓመታት ናጽነት ናይ ኤርትራ ምስተኣስረት ዛጊት ደሃይ ዘይብላ ዜጋ እያ። ምስ ሓፍታ ወ/ሮ ልያ ሓጎስን ዶ/ር ሳባ ተስፋህይወትን ብዛዕባ ሊያን ካልኦት እሱራትን ኣመልኪትና ዝገበርናዮ ጻንሒት ዳግም ናባኹም ነብሎ።

Published

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ተጋዳሊት ምርያም ሓጎስ ሓንቲ ካብቶም ንልዕሊ 20 ዓመታት ኣብ ኤርትራ ብዘይ ክሲን ፍርዲን ዝተኣስሩ ገዳይም ተጋደልትን ጋዜጠኛታትን እያ። ንሳ ን20ዓመታት ንናጽነት ኤርትራ ተጋዲላ፡ ድሕሪ 10 ዓመታት ናጽነት ናይ ኤርትራ ምስተኣስረት ዛጊት ደሃይ ዘይብላ ዜጋ እያ። ምስ ሓፍታ ወ/ሮ ልያ ሓጎስን ዶ/ር ሳባ ተስፋህይወትን ብዛዕባ ሊያን ካልኦት እሱራትን ኣመልኪትና ዝገበርናዮ ጻንሒት ዳግም ናባኹም ነብሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now